Eritrean Mother and child living in diaspora , learning coding to create video games at Arlienly.

በሊሕ መንፈስ ኮዲንግ ውላድኩም ሓራ ይውጻእ!

መንፍዓት ፕሮግራሚንግ ኣብ ውላድኩም ክንጸባረቕ ተዳሊኹም ዶ?

ዓለም ብዓለማ ክላለዩ
🤝🌎

ሰላም ኤርትራውያን ወለዲ፣ ብደቅኹም ዝፍተው ጉዕዞ እንሆ!

🌍👧👦
ብዙም ኣቢልኩም ምስ ናይ ኤርሊየንል ዓለማዊ ኮምዩኒቲ ተጸንበሩ፣ ካብ 9-16 ዓመት ንዝዕድሚኦም ህጻናት ዝወሃብ ትምህርቲ ኮዲንግ፣ ካብ ምቹእ ሃዋሁው ቤቶም ኮይኖም ብዋዛ መንፈስ ዘምህር፣ ኣብ መጻኢ ኦም፣ ኣብ ዲጂታል ዓለም ብቑዓት ምእንታን ክኾኑ

ምዝገባ ዝዕጸወሉ
📅 🕒⏳

29 ጥሪ 2024 ዓ.ም

ምዝገባ ቅድሚ ምዕጻዉ፣ ኣብዚ ብዓይነት ዝልውጥ ጉዕዞ ክሳተፉ ንውላድኩም ቦታ ሓዙ

Eritrean children living in diaspora , learning coding to create video games at Arlienly.

ስለምንታይ Arlienly?

መንፍዓት ፕሮግራሚንግ ኣብ ውላድኩም ክንጸባረቕ ተዳሊኹም ዶ?

ውላድኩም ኣብ ቴክኖሎጂ ዘለዎም ፍቕሪ ኣቀጻጽልዎ
🔥

ብ Scratch ዝበሃል ቋንቋ ፕሮግራሚንግ ተጠቒምና፣ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ፣ ኣብ ከክልተ ኣዋርሕ እነካይዶ ዕሙቕ ናይ ኮዲንግ ሃካቶን፡ ነኣሽቱ ኮምፒተር ሳይንስ ማዕረ ክንደይ ኣብ መጻኢኦም ወሳኒ ምዃኑ መሰረት ነትሕዞም

ዓለም ብዓለማ ክላለዩ
🌐

ውላድኩም ኣብዚ ኣድቬንቸር ንበይኖም ከቶ ኣይክኾኑን እዮም! ምስ ኣብ መላእ ዓለም ምስ ዝርከቡ ከምኦም ንፉዓት ኤርትራውያን መዛኑኦም ኣብ ሓባራዊ ስራሕ ይሳተፉ፡ ሓደስቲ ኣዕሩኽ የጥርዩ፣ ከምኡ እንዳበሉ ኣድማሶም የስፍሑ

ንኹሉ ዝሓቁፍ ትምህርቲ፣ ኩሉ ድምጺ ኣገዳሲ እዩ።
🗣️

ኤርሊየንሊ ድምጺ ነፍሲ ወከፍ ህጻን ምእንቲ ክስማዕ፣ ህያው ንኹሉ ዝሓቁፍን ሃዋህው ተዳሉ። ኣወሃህባ ትምህርትና፣ ንተምሃራይ ብብዝሒ ዘሳትፍ፡ ዋዛ ዝመልኦ ተመክሮ ዝሰፈኖ ግዜ ትምህርቲ ክህሉ ተባሂሉ እዩ ዝዋደድ

ኣርባዕተ ወቕትታት ኮዲንግ ሃካቶን።
🎮

መንፈስ ፈጠራን ኢማጂኔሽንን ኣቀጻጽልዎ! ጥርዚ ናይ ኮዲንግ ቻለንጅ፣ ከይተሳተፍክሞ ከይሓልፈኩም

እነካይዶ ናይ ዊንተር ኮዲንግ ሃካቶን ውላድኩም ኣብ ዘርእይዎ ህንጡይነትን ፈጠራዊ ክእለትን ተበላሕትነቶም ነጺሩ ዝወጽኣሉ ብሉጽ ቅርዓተ ትምህርቲ እዩ

Eritrean children living in diaspora learning coding at home from www.wordpress-1347244-4947497.cloudwaysapps.com

ኣብዛ ዊንተር፣ ኣበራብርዎም!

መሳጥን ኣሳታፊን ናይ ኮዲንግ ተመኩሮ ከስተማቕርዎ፣ ተጸምበሩና።

ውላድኩም ኣመዝግቡ

ክረምቲ-ምዝገባ-ሃካቶን-ቅጥዒ