ኣርሊየንሊ ኣስመራ ናይ መኪና ውድድር ጸወታ – ማሕበረሰባዊ ብድሆ
ክሬዲት ናብ L2 ሻምፕዮናትና
ኣብዚ ፕሮጀክት ኣበርቲዖም ዝሰርሑ
ኤፍራታ ቢንያም፡ ኤታን ቢንያም፡ ሄራን ዮናስ፡ ሂኖስ ተስፋማርያም፡ ህያብኤል ብርሃነ፡ ሊድያ ተስፋጋብር፡ ናርዶስ ዮናስ፡ ዮሲፍ ኣማኑኤል
ኣቢጋይል ዓወት፡ ሄድዋ ኣሕፈሮም፡ ሄያብ ሰመረ፡ ያፊየት ሃብተ
Nathan Kahsay, Rim Kahsay, Yanet Samuel, Yonatan Samuel
ዝኸበርካ/ኪ ናይ ኮድ ተወዳዳሪ/ሪት፡
እንቋዕ ናብ ናይ ኤርሊየሊ ውዽድር ኮዲንግ ብደሓን መጻእኩም - ናይ ክሪስትማስ 2023 ውድድር ኮዲንግ።ድሉዋት ዲና?
ክትገብሮ ዘሎካ ነገር እንሆ፣ ከምቶም ናይ ኮዲንግ ሻምፕዮናትና ዝኸድዎ መስርሕ ኮዲንግ ክስምዓካ/ኪ— ማለት ክልተ ወርሒ ዋዛ ዝመልኦ ናይ ኮዲንግ ትምህርቲ፣ ንሓንሳብ በዳሂ ዝኾነ ጽዑቕ (sprint) ዝመልኽዑ ኣካይዳ ናይ ኤርሊየንሊ ኣመሃህራ ኮዲንግ ክትላለዪ / ክትላለ ነዘን ዝስዕባ ኣከናውን።
ብመጀመርታ፣ ናይ ስክራች ኣካውንት እንተዘይብልና ናብ https://scratch.mit.edu (ኤም ኣይ ቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ፍሉጥ ዩኒቨርሲቲ) ኬድና ኣካውንት ንኽፈት።ሽዑ ነዛ ትስዕብ ሊንክ ጠዊቅና ኮድና ብምውራድ፣ ማለት ኮድ ዘይብላ፣ መጀመሪት ናት ኣስመራ-ውድድር-መኪና-ጸወታ ፕሮጀክት ነውርዳ።
እዛ ኮድ ዘይመልአት ፕሮጀክት ባክድሮፕን ኮሽቱምን፡ ብስፕራይትን ኣገደስቲ ቫርያብላት ተመሊኣ እያ እንረኽባ። ዝተረፈ ዕማምና ነቲ ኣገዳሲ ነገር ኮድ ጽሒፍና ነዛ ህይወት ብኸመይ ትዘርኣላ እዩ፤
- ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ኮድ መምርሒታት ንከተል።
- ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስጉምትና ናይ ኮድና ሎጂክ፣ ትርጉም ኣዕሙቕ ኣብሊና ንረድኣዮ
- ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣካይዳና ኩሉ ንኮዲንግ ክንፈትዎ ንቀሰብ።
ሰናይ ንጥፈተ ኮዲንግ | wordpress-1347244-4947497.cloudwaysapps.com