🎄ርሑስ በዓል 

ክቡራት ወለዲ፣ ክቡራት ሰዓብቲ፣ ክብራት ስድራ ኤርሊየንሊ

ንኹልኹም ኣብ ዓመተ 2023 ሀ ቢልና ክንጅምር ብዘይዕረፍቲ ደገፍኩም ዝሃብኩምና፣ ንክንቕጽል ሞራል ዘስነቕኩምና፣ ንዓማዊልና በሪና ከፊትና ከነአንግድ ሓቦ ዘዕጠቕኩምና ኤርሊየንሊ ዳት ኮም ኣዝያ ተመስግን። የቕንየልና፣ ኢድና ዘርጊሕና ሰናይ ትምኒትና ንገልጽ፣ ርሑስ... ክሪስትማስ - በዓለ ልደትን እና ርሁው ሓዱሽ ዓመትን ይግበረልኩም።

ናትኩም 🌱 ኤርሊየንሊ.ኮም

Impossible, I'm Possible

ሰኣን ሓንቲ ስፐይስን ሓንቲ ኣፖስትሮፊንሓደ ተኽእሎ ይጠፍእ!

ንኤርሊየንሊ ከም መኽኣሊትና ንውሰዳ!

ገይም ጀላቢ ጃልባ

ብስክራች ኣቢልና ኮዲንግ ንመሃር፡ ኮምፒተር ገይምስ ብኸመይ ከም ዝስርሑ ድማ ክንርዳእ ንፈትን። ባህ ይበለና። ስክራች ፕሮግራሚንግ ንህጻናት ጥራይ እዩ ዝብል ኩሉ ክህልወና ዝኽእል ግጉይ ኣረኣእያታት ተደርብዮ። ኣብዚ ልምምድ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር እንተሃልዩ ኣገዳስነት ምዝንታው ዛንታ ኣብ ገይም ዲዛይን ምግንዛብ እዩ። ነስተማቅሮ።

መንበር-መሰረት ፕሮጀክት ትምህርቲ L1-Autumn-Hackathon

ገይም ጀላቢ ጃልባ

ፈለማ ነታ ሓዳስ ዝተዳለወት ኮድ ኣልቦ ናይ ስክራች ፕሮጀክት ዳውንሎድ ንግበራ  

ናትኩም 🌱 ኤርሊየንሊ.ኮም

ገይም ውዽድር መኪና ኣስመራ

ብስክራች ኣቢልና ኮዲንግ ንመሃር፡ ኮምፒተር ገይምስ ብኸመይ ከም ዝስርሑ ድማ ክንርዳእ ንፈትን። ባህ ይበለና። ስክራች ፕሮግራሚንግ ንህጻናት ጥራይ እዩ ዝብል ኩሉ ክህልወና ዝኽእል ግጉይ ኣረኣእያታት ተደርብዮ። ኣብዚ ልምምድ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር እንተሃልዩ ኣገዳስነት ምዝንታው ዛንታ ኣብ ገይም ዲዛይን ምግንዛብ እዩ። ነስተማቅሮ።

መንበር-መሰረት ፕሮጀክት ትምህርቲ L2-Autumn-Hackathon

ገይም ውዽድር መኪና ኣስመራ

ፈለማ ነታ ሓዳስ ዝተዳለወት ኮድ ኣልቦ ናይ ስክራች ፕሮጀክት ዳውንሎድ ንግበራ  

ናትኩም 🌱 ኤርሊየንሊ.ኮም