ዓማዊልና ንዓና ዝመርጽሉ ምኽንያታት
ካብቲ ንስድራቤታት ናይ ደቆም ናይ ኮዲንግ ተመኩሮ ንምዕባይ ወቕታዊ ኮዲንግ ሃካቶን ክንህቦም ከለና ንዝርዝር ነገራት እንህቦ ኣቓልቦ፡ ክሳብ ምውህሃድ ናትና... ABC Arlienly ንግዳዊ ምኽሪ ንንግዳዊ ትካላት ኣገደስቲ ንግዳዊ ግድነታቶም ንምምስራት፣ ንምሕብሓብን ንምሕያልን፣ ከምኡ’ውን ን24/7 ArlienCare ዌብሳይት ደገፍ ከም ናይ ዓሚል ዝተዘርግሐ ጋንታ ኮይኑ ዝሰርሕ ዌብሳይቶም ምእንቲ ዌብሳይቶም ምስ ሰፊሕ ተጠቃሚ ዝበጽሕ ደረጃታት መርበብ ሓበሬታ ክኽተልን ንምእማኑ ዘጸግም ቅልጡፍ ኣፈጻጽማ ዌብሳይት፣ ኣብኡ ተጠቀምትና ብቐጻሊ ክመኽሩና ዝገብሩ ብዙሓት ምኽንያታት እዮም!
ትልምታትኩም ናብ ተግባር ኣብ እትብገሱሉ ኣበርክቶና ኣብ ግምት የእትውዎ.
― . ብማሕበራዊ ሚድያ መትረባትና ኣቢልኩምን ተኸታተሉና
ንሕና ነዚ መስሪትና ዘሎና፣ ዝተመሳሰለ ኣተሓሳስባ ናይ /ሕስብ-እሞ-ነብል (imagine) ዝብል ኩነተ-ኣእምሮ ሒዝና ዝተበገስና ውልቀ ሰባት ኢና። ምስ ናይ ዘመንና ዘሎ ናይ ሶፍትዌር ኢንዱስትሪ ሌላ ኣለና ኢልና ንኣምን፣ ዕሙቕ ዝበለ ፍልጠትን ተመክሮን ኣለና ኢልና ንሓስብ፥ ኣብ ምምህርንኡ፣ ኮድ ምግባሩ፣ ምኽራዊ ኣገልግሎት(consulting)፣ ኣብ ምስኣሉ(Architecting)፣ ኣብ ምህናጹ(Engineering)፣ ኣብ ተጠቀምናቱ(UI/UX)፡ ከምኡ’ውን ኩሉ ስፍሓትን ዑምቀትን ናይ ክላውድ ቴክኖሎጂ፣ ብኹሉ መልክዑን፡ ኣገልግሎት ወሃብቱን(cloud providers)... ካብዚ ንላዕሊ እንተበልና ከይበዝሕ ... እ ... እዚ እዩ ናትና TLDR። ከንብቦ ነዊሑ! ዘየብል መረድኢ

ኢንጅ. ፊልሞን ተስፋጽዮን
መስራቲ - ስትራተጂን ፈጠራን

ዶክተር ብርሃነ ከሓሰ
መስራቲ - ራኢን መሪሕነትን

ኢንጅ. ሻሎም ብርሃነ
መስራቲ፣ ቴክን ትሕተ ቅርጽን