ኣርሊየንሊ ጸወታ ጃልባ – ማሕበረሰባዊ ብድሆ 

ክሬዲት ናብ ሻምፕዮናት L1ና

ኣብዚ ፕሮጀክት ኣበርቲዖም ዝሰርሑ


ኣቢጋይል ዓወት፡ ኣሌክስ ባራኪ፡ ኣርሰማ ተስፋይ፡ ዳዊት ኣብርሃም፡ ኤስሮም ተስፋይ፡ ሄድዋ ኣሕፈሮም፡ ሄርሞን ባራኪ፡ ሄያብ ሰመረ፡ ዮናታን ገረ በርሀ፡ ያፊየት ሃብተ፡ ስዒድ ኤሳ፡ ሳሊና ተስፋይ፡ ቶማስ ገረ በርሀ
L1-ቀውዒ-2023-ኮድ-ሻምፕዮናት

ቤትኤል ኪዳነማርያም፡ ፋኑኤል ኪዳነማርያም፡ ካሌብ ሳሙኤል፡ ናታን ካሕሳይ፡ ኒቆዲሞስ ያፈት፡ ሪም ካሕሳይ፡ ሳምራዊት ደሳለ፡ ሳሙኤል ኪዳነማርያም፡ ያኔት ሳሙኤል፡ ዮናታን ሳሙኤል  
L1-ክረምቲ-2024-ኮድ-ሻምፕዮናት

ኣንቶን ተካይል፡ ሙሲ ዮሴፍ፡ ናሂብ መርሃዊ፡ ናእሚ ፊልሞን፡ ነቢ ፊልሞን፡ ሳሙኤል ሰመረኣብ
L1-ጽድያ-2024-ኮድ-ሻምፕዮናት

ዝኸበርካ/ኪ ናይ ኮድ ተወዳዳሪ/ሪት፡

እንቋዕ ናብ ናይ ኤርሊየሊ ውዽድር ኮዲንግ ብደሓን መጻእኩም - ናይ ክሪስትማስ 2023 ውድድር ኮዲንግ።ድሉዋት ዲና?

ክትገብሮ ዘሎካ ነገር እንሆ፣ ከምቶም ናይ ኮዲንግ ሻምፕዮናትና ዝኸድዎ መስርሕ ኮዲንግ ክስምዓካ/ኪ— ማለት ክልተ ወርሒ ዋዛ ዝመልኦ ናይ ኮዲንግ ትምህርቲ፣ ንሓንሳብ በዳሂ ዝኾነ ጽዑቕ (sprint) ዝመልኽዑ ኣካይዳ ናይ ኤርሊየንሊ ኣመሃህራ ኮዲንግ ክትላለዪ / ክትላለ ነዘን ዝስዕባ ኣከናውን።

ብመጀመርታ፣ ናይ ስክራች ኣካውንት እንተዘይብልና ናብ https://scratch.mit.edu (ኤም ኣይ ቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ፍሉጥ ዩኒቨርሲቲ) ኬድና ኣካውንት ንኽፈት።ሽዑ ነዛ ትስዕብ ሊንክ ጠዊቅና ኮድና ብምውራድ፣ ማለት ባዶ ጃልባ-ተቐዳዳማይ-ጸወታ ፕሮጀክትና።

እዛ ኮድ ዘይመልአት ፕሮጀክት ባክድሮፕን ኮሽቱምን፡ ብስፕራይትን ኣገደስቲ ቫርያብላት ተመሊኣ እያ እንረኽባ። ዝተረፈ ዕማምና ነቲ ኣገዳሲ ነገር ኮድ ጽሒፍና ነዛ ህይወት ብኸመይ ትዘርኣላ እዩ፤

  1. ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ኮድ መምርሒታት ንከተል።
  2. ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስጉምትና ናይ ኮድና ሎጂክ፣ ትርጉም ኣዕሙቕ ኣብሊና ንረድኣዮ
  3. ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣካይዳና ኩሉ ንኮዲንግ ክንፈትዎ ንቀሰብ።

ሰናይ ንጥፈተ ኮዲንግ | wordpress-1347244-4947497.cloudwaysapps.com